”ብጻያዊ-ሓገዝ” ንዓኺ ነፍሰጾርን ምስ ኤች ኣይ ቪ ትነብሪን ሰብ

”ብጻያዊ-ሓገዝ” ንዓኺ ነፍሰጾርን ምስ ኤች ኣይ ቪ ትነብሪን ሰብ

ኵለን ምስ ኤች ኣይ ቪ ዝነብራ ኣንስቲ፥ ነፍሰጾር ዝኾና፡ ወይ ንኪኾና መደብ ዘሎወን ወይ ውን ሕጂ ሓራሳት ኮይነን ዘሎዋ፥ ናብዚ 3P ብምምጻእ ደገፍ ኪሓታ ዕዱማት እየን። ኵለን እተን ደገፍ ዚህባ ናትና ሰባት፡ ምስ ኤች ኣይ ቪ ዚነብራን፡ ናይ ገዛእ ርእሰን ናይ ጥንስን ቆልዓ ምውላድን ተሞኩሮ ዘሎወን እየን።

ነዚ ኣብ ታሕቲ ዘሎ ኦርኒክ ምስ መላእክዮ፡ ምሳኺ ርክብ ክንገብር ኢና።

ደገፍ ክረክብ እደሊ’የ

Våra verksamheter